Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንኢኮኖሚያዊ ለውጢ ዜጋታት ብስምዒት ሓላፍነት ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንኢኮኖሚያዊ ለውጢ ዜጋታት ብስምዒት ሓላፍነት ክሰርሓ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣተሓሳሲቡ።

“ፍትሓዊ ፅርየት ዘለዎ ትምህርቲ ንኹሉ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 33 ጉባኤ ትምህርቲ ልምዓት ላዕለ ዓውዲ  ትምህርቲ ይካየድ ኣሎ።

ሚኒስትር ዴኤታ ኮራ ጡሽኔ፥ መንግስቲ ተበፃሕነት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብምስፋሕ ጎኑ ንጎኒ ንፅርየትን ፍትሓዊነትን ትምህርቲ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም።

እተን ትካላት ኣብ ዘካይድኡ ስራሕቲ መፅናዕቲን ምርምርን ናብራ ዜጋታት ንምምሕያሽ ይሕግዙ ከምዘለዉ ገሊፆም ክበል ግዜኢ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.