Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም፡፡
ኣብ ዑደቶም÷ ናይቲ ትካል ማእኸል ልምዓት ክእለት፣ ብርእሰ ዓቕሚ ዝለምዑ ኣገልግሎታት ሓበሬታን ኮሙኒኬሽንን ከምኡ እውን ካልኦት ግልጋሎት ፍርያት ቴክኖሎጂ ምዕዛቦም ካብቲ ምምሕዳር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ትእግስቲ ሓሚድ÷ እቲ ትካልዝተዉሃቦ ሓላፍነት ንምዉፃእ ብርእሰ ዓቕሙ እናልመዖም ብዛዕባ ዝርከቡ ፍርያታትን ኣገልግሎታትን ነቶም ዑደተኛታት ገለፃ ገይረናሎም፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.