Fana: At a Speed of Life!

ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም።
 
ንሊቨርፑል ሞ ሳላህን ሚንግስ ናብ ዓርሱን ሽቶታት እንተቑፅሩ፥ ዮሪ ቴሊማንስን ኦሌ ዋትኪንስን ንኣስቶንቪላ ሽቶታት ዘቑፀሩ ተፃወትቲ ኢዮም።
 
ሊቨርፑል ነጥቢ ምድርባዬም ሲዒቡ ብ61 ነጥቢ ንፕሪሜር ሊግ ይመርሑ ኣለዉ።
 
ኣርሰናል ድማ ብ53 ነጥቢ ካልኣይ ደረጃ ሒዞም ኣለዉ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.