Fana: At a Speed of Life!

ሉዊስ ናኒን ንዋንኩ ካኑን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ፖርቹጋላዊ ሉዊስ ናኒን ናይጄሪያዊ ንዋንኩ ካኑን ሎሚ ንጎሆ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ክልቲኦም ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ፥ ኣብ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ መቻል ንምስታፍ ዓሊሙ ብመሰረት ዝተገበረሎም እንግዶት ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ፣ ኣካቢ ቦርድ ጋንታ ስፖርት መቻል ሰይፈ ጌታሁን (ዶ/ር)ን ዳይሬክተር ስራሕቲ ሚዲያ ምክልኻል ሃገር ብ/ጄ ኩማ ሚደቅሳን ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.