Fana: At a Speed of Life!

ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ይግባእ – ኣይ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።

“ብዘኹርዕ ቃልሲ ናይ ኣቦታት ደምን ዓፅሚን ኣብ ጥንኩር ከውሒ ዝተሃነፀት ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሓይሊታት ብዝፈጥሩዎ ምድንጋር ትፈርስ ሃገር ኣይኮነትን” ክብሉ ገሊፆም።

ንሰላምን ድሕንነትን ሃገር ካብ ህዝቢ ዝተውሃበ ሓላፍነት ብብቕዓት ምውፃእ ከምዝግባእ እውን ናኣባላት እቲ ባይቶ ኣተሓሳሲቦም።

እቶም ኣባላት ቀፀልቲ ስራሕቶም ንሃገሮምን ህዝቦምን ብምግልጋል ዝተውሃቦም ሓላፍነት ኣብ ምትግባር ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣገንዚቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.