Fana: At a Speed of Life!

ሉሲ (ድንቅነሽ) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ኤክስፖ ንዑደት ክትቀርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉሲ (ድንቅነሽ) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ኤክስፖ 2020 ንዑደት ክትቀርብ ምዃና ተገሊፁ።

ኤክስፖ ዱባይ 2020፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መጋቢት 1 ክሳብ 31 2022 ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ኤክስፖ ሉሲ (ድንቅነሽ) ንምርኢት ከምትቐርብ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ እዚ ንምግባር እውን ቅሪት ኣካል ሉሲ ትማሊ ዱባይ በፂሑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.