Fana: At a Speed of Life!

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ሃላባ ቁሊቶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ሃላባ ቁሊቶ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተረኸቡ ኣብ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ዞባ ሃላባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ዝሓለፉ 6 ናይ ለውጢ ዓማውቲ ብመንግስቲ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ኣብ ቀፃሊ ብዘላቕነት ንምቕፃል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.