Fana: At a Speed of Life!

ሆቴልን ሪዞርትን ፒራሚድ ዘህነፆ ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ወሃቢ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆቴልን ሪዞርትን ፒራሚድ ዘህነፆ ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ወሃቢ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ።

ሆቴልን ሪዞርትን ፒራሚድ ን11 ዓማውቲ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ብዓውዲ ሆቴል ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት እናሃበ ከምዝርከብ ተገሊፁ።

ሎሚ ዝምርቕ ህንፃ በዓል 10 ደብሪ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ ህንፃ ኣብ ውሽጡ፥ ልዕሊ 130 ዓራት፣ ኬክ ቤት፣ መሀደሲ ህፃናት ጌም ዞን፣ ሬስቶራንት ህፃናት፣ ሬስቶራንት ጣሊያንን ልዕሊ 70 መካይን ምትእንጋድ ዘኽእል ደረጅኡ ዝሓለወ መካይን ደው መበሊ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ብጎህ ንጉሱ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.