Fana: At a Speed of Life!

ሆስፒታል ኮምቦልቻ ናብ ኣገልግሎት ምምላሱ ንተገልገልቲ እፎይታ ፈጢሩ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ንብረቱ ዝዓነዎን ዝተዘረፎን ሆስፒታል ኮምቦልቻ ናብ ኣገልግሎት ምምላሱ ንተገልገልቲ እፎይታ ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ኣብ እዋን እቲ ኲናት ልዑል ጉድኣት ዘተኣናገደ እቲ ሆስፒታል፥ ብፍላይ ሆስፒታል ኣለርት ብዝገበረሉ ሓገዝ ማሽን ሕክምናን ሰብ ሞያ ጥዕናን፣ ኣገልግሎታት ሕክምና ተመላላሲ፣ ዕሸላት፣ ሃንደበታዊን ተመሳሰልቲ ኣገልግሎታትን ምጅማሪ ንሕብረተሰብ ህድኣት ከምዝፈጠረ ሜዲካል ዳይሬክተር እቲ ሆስፒታል ዶክተር ተፈራ ጎበዜ ገሊፆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.