Fana: At a Speed of Life!

ሆስፒታል ሽድሆ መቄት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘረፋ ንብረትን ዕንወትን በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታል ሽድሆ መቄት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘረፋ ንብረትን ዕንወትን ከምዝበፅሖ ተገሊፁ።

ኣሚኮ ከምዝፀብፀቦ፥ ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራ ግብረ ራዕዲን ወራሪን ህወሓት ኣብ ዞባታት ሰሜን ወሎን ደቡብ ጎንደርን ዘብፀሖ ዕንወት መሰረተ ልምዓት ተዓዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.