Fana: At a Speed of Life!

ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ከተማ ደባርቅ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ስልፊ ተኻይዱ።

እቶም ሰልፈኛታት ዉሽጣዊ ሰላምና ብምፅናዕ ደጋዊ ፅዕንቶታት ብዓወት ክንዋፃእ ኢና፣ ሰላምና ኣብ ሕድሕድ ገዛና ኢያ፣ ኣብቲ ክልል ሕቶታት ብሰላማዊ መገዲ ንኽፍትሑ ንደሊ፣ ዕዉት ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ገድሊ ኣቦታትና ንደግመሉ ታሪኻዊ ኣሰር ኢዩ ዝብሉን ካልኦት ንሃገራዊ ለውጢ ዘለዎም ምሕዝነትን ዝገለፁሎም መልእኽቲታት ከምዝተመሓላለፉ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.