ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ 20 ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ 20 ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ዛዕባታት ጠመተ ብምግባር ምስ ነበርቲ ይዛተዩ ኣለዉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።