Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ክልል ሶማሌ ብዙሓት ፈተናታት ሓሊፉ ሎሚ መንግስቲ እቲ ክልል ክምስርት ከምዝኸኣለ ኣይተ ሽመልሽ ኣብዲሳ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ፖለቲካ ክልል ሶማሌ ካብ ጂግጂጋ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክወስዱዎ ከምዝኸኣሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ።

ህዝቢታት ሶማሌን ኦሮሚያ ብጭቡጥ ኣሕዋት ህዝቢታት ከምዝኾኑ እውን ኣብሪሆም፡፡

ህዝቢ ክልል ሶማሌ ሓዱሽ ምስ ዝጣየሽ መንግስቲ እቲ ክልል ብሓባር ብምስራሕ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝግበር ጉዕዞ ጋህዲ ከምዝገብር ዘለዎም እምነት ምግላፆም መራኸብቲ ሓፋሽ ሶማሌ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.