Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ኣሸባሪ ትህነግ እሾኽ ኮይኑ ይዋግኦ ኣሎ – ኣይተ ቀለምወርቅ ምህረቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ኣሸባሪ ትህነግ እሾኽ ኮይኑ ይዋግኦ ኣሎ  ከብሉ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣይተ ቀለምወርቅ ምህረቴ ገሊፆም።

ኣሸባሪ ትህነግ ወረራ ኣብ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ናይ እምነት ቦታታት፣ ትካላትን ናይ ግለ ሰባት መንበሪ ቤታትን የውድም ኣሎ ኢሎም።

ኣሸባሪ ትህነግ ንፁሃን ዜጋታት ቀሊሉ ኢዩ፣ ናይ ግለሰብ ይኹን ናይ መንግስቲ ንብረታት ብዘደራጀዎ ጉጅለ ዘሪፉ ኢዩ ኢሎም።

ኣብቲ ዞባ ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ብፍላይ ኣብ ጋይንት ኣከባቢ ንምእታው ዝሞከረ እቲ ኣሸባሪ ጉጅለ ብሃገር ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ፣ ሚሊሻን ጥምረት ፋኖን ይድምሰስ ኣሎ ኢሎም።

ህዝቢ ኣሸባሪ ትህነግ እሾኽ ኮይኑ ይዋግኦ ከምዘሎ እውን  ኣይተ ቀለምወርቅ ምህረቴ ምዝራቦም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.