Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ኣርሲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 400 ሰንጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ኣርሲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 400 ሰንጋ ኣብዑር ሓገዝ ገይሩ።

ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሙሳ ፉሮ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ ህዝቢ እቲ ዞባ ዝገበሮ ሓገዝ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ልዕሊ ሃገር ዝኾነ ነገር የለን ኢሎም ናብ ግምባር ኣብ ዝዘመቱሉ እዋን ከምዝኾነ ንዝበለፀ ዓወት ዘለዓዕል ኢ ኢሎም።

ህዝቢ ዞባ ኣርሲ ንወፍሪ ህልውና ብኣካል ካብ ምፅምባር ሓሊፉ እቲ ወፍሪ ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ልዕሊ 900 ሰንጋታት ብክልተ ዙር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ብምግባር ኣብ ጎኑ ምዃኑ ከምዘርኣየ ገሊፆም።

ኣብ ቀፃሊ እውን ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር ተሓሲቡ እናተሰርሐ ይርከብ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.