Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ተመስሪቱ።

ምስረታ እቲ ክልል÷ ካብ ሓሙሽቲአን ዞባታትን ካብ ሓደ ፍሉይ ወረዳን ዝተወከሉ ከምኡ እውን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ ዘሎ፡፡

ዞባታት ምዕራብ ኦሞ፣ ቤንች ሸኮ፣ ካፋ፣ ዳውሮን ሸካን ከምኡ እውን ፍሉይ ወረዳ ኮንታን ብህዝበ ውሳነ ኣብ ሓደ ክልል ንምውዳብ ከምዝወሰኑ ይፍለጥ።

ኣብ ቀፃሊ ድማ ሓዱሽ ረቂቕ ሕገ-መንግስቲን ከምዝፀድቕ፣ ኣፈ ጉባኤን ከምዝምረፅን ርእሰ ምምሕዳር ከምዝሽወምን ትቢት ይግበር።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.