Fana: At a Speed of Life!

ህዝበ ክርስቲያን ዓብዪ ፆም እንትፀውም ምፅላእን ምፍልላይን ብምሕዳግ ክኸውን ይግባእ – ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን ዓብዪ ፆም እንትፀውም ምፅላእ፣ ምፍልላይን ምድፍዳእን ብምሕዳግ ክኸውን ከምዝግባእ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም፡፡

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ÷ ዓብዪ ፆም ኣመልኪቶም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡

ኣብ መልእኽቶም ድማ÷ “ፆም ማለት እኽሊን ውፅኢታት እንስሳ ካብ ምምጋብ መቑጣብ ጥራሕ ኣይኮነን፤ ካብዚ ሓሊፉ እኩይ ነገራት ንዘይምትእንጋድ ክንርሕቕ ይግበአና” ኢሎም፡፡

“እንትንፀውም ምፅላእ፣ ምፍልላን ምድፍፋእን የኣክል ብምባልን ብምሕዳግን ሰናይ ተግባራት ንምስራሕ ኣዚዩ ምብርታዕ ይግባእ” ኢሎም፡፡

ዲያብሎስ ተስፋ ቆቆሪፁ ዝርሕቕ ይቕረ እንትንነበሃሃል፤ ንሰላምን ሓድነትን፣ ንፍቕሪን ስምምዕነት ጠጠው እንትንብል ኢዩ” ምባሎም ካብ ትካል ግልጋሎት ፈነወ መራኸቢ ሓባሽ ኦተቤ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.