Fana: At a Speed of Life!

ህወሓት ኲናት ደው ንከብል ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ንክገበር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኲናት ደው ንከብል ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ንክገበር ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ።

እቲ ኤምባሲ ኣብ ትዊተር ሒሳቡ፥ መንገስቲ ኢትዮጵያ ብዘይ ምንም ቅድመ ኩነት ንስምመዕነት ሰላም ብዘይምቁራፅ ፃውዒት ምቅራቡ ኣበ መልእኽቱ ሓቢሩ።

ይኹን አንበር ህወሓት ናብ ጎንፂ ከምዘምረሐ ሓቢሩ።

ስለዝኾነ ህወሓት ኲናት ደው ንከብል ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ንክገበር እቲ ኤምባሲ ሓቲቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.