Fana: At a Speed of Life!

ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ሙሉእ ብሙሉእ ኣጊዱ ኢዩ – ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ዓፋር ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ሰባት ከምዝተመዛበሉ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት በዓል ሙሉእ ልኡኽ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።

እቲ ጉጅለ ዘስካሕኽሕ መጥቃዕቲ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ዓፋር ድማ ከተማታት ኣብዓላን ማጋሌን ከምኡ እውን በራሕለን ኢሬብቲን ከምዝኾኑ እቶም ኣምዳሳደር ኣብሪሆም፡፡

እቶም ኣምባሳደር ብተወሳኺ፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንነበርቲ እቲ ከባቢ ንምብፃሕ ዝግበር ፃዕሪ ኣፀጋሚ ከምዝገበሮን ሓዱሽ መጥቃዕቲ ብምኽፋት ብመሬት ይግበር ዝነበረ ሰብኣዊ ርዳእታ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝኣገዶን ንቤት ምኽ ፀፅታ ውሕመ ኣረዲኦም።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እቶም መጥቃዕቲታት ተሊሙ ከምዝፈፀሞን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ምምዝባልን ስቓይን ንምብፃሕ እናሰርሐ ከምዝኾነ እቶም ኣምባሳደር ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.