Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት ባህሊ ኢንዱስትሪ ተሓሳቢ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ባህሊ ኢንዱስትሪ ተሓሳቢ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ “ዘተ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ንምስሳን ፍሪያት” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዮ ተባሂሉ።

እቲ መድረኽ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ዳንኤል ተሬሳ፥ ኣብ መንጎ ኣስራሕን ሰራሕተኛን ዝግበር ዘተ ኣብ ውሽጢ ኢንዱስትሪ ዘጋጥም ዘይምርድዳእ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ ምፍታሕ ዘለዎ ረብሓ ልዑል ኢዩ ኢሎም።

ብፈትያ ዓብደላ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.