Fana: At a Speed of Life!

ህንዲ ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ልውውጥ ንግዲን ብምግባር እምንቲ መሓዛ ኢትዮጵያ ኢያ – ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ልውውጥ ንግዲን ብምግባር እምንቲ መሓዛ ኢትዮጵያ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ትዝታ ሙሉጌታ ገሊፀን።

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ምስ ፌዴሬሽናት ኣቢያተ ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን እታ ሃገር ብምትሕብባር “ኢትዮጵያ ሽግ ምዕባለ ኣፍሪካ 2030” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ መርበብ ሓሬታ ተኻይዱ፡፡

ዕላማ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንዲን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምጥንኻር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታ ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ መባፅሕቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምዃን ብመንፅር ዘለዋ ድሌት መዋእለ ንዋዮም ንዘፍስሱ ሰብ ሃፍቲ ከይዲታት ብምቅልጣፍን ምብርትታዕን ብምቕራብ ምቹው ምህዳር ምፍጣራ ክትቅፅል ኢያ ኢለን፡፡

ኩባኒያታት ህንዲ ናፃ ንግዲን ስርዓት ዕድጊትን ኣፍሪካ ተጠቀምቲ ዝኾሉ ኩነታት ከምዝሓበራ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረጀኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.