Fana: At a Speed of Life!

ህብረብሔራዊ ሓድነትን ንምፅናዕ ኣብ ስርዓት ፌዴራሊዝም ግንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሕነት ዝተመሰረተ ህብረብሔራዊ ሓድነትን ንምፅናዕ ኣብ ስርዓት ፌዴራሊዝምን ዝተጠናኸረ ሕገ መንግስቲን ግንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ተሓቢሩ።

ማእኸል ኣስተምህሮ ሕገ መንግስቲን ፌዴራሊዝምን ፌዴሪኢ ምስ ኣነ,ቢያተ ምኽሪ ክልላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ይዝቲ ኣሎ፡፡

ኣብቲ መድረኽ÷ ተወከልቲ ኣቢያተ ምኽሪ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከምኡ እውን ተወከልቲ ቤት ምኽ ብሄረሰባት ተረኺቦመ፡፡

ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእከል ሃይለኢየሱስ ታዬ (ዶ/ር)÷ ኣብ ኣስተምህሮ ፌዴራሊዝምን ሕገ መንግስቲን ዘሎ ትሑት ግንዛበ ንምምሕያሽ እጃም ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ክኸውን ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ብፍላይ ኣብ ኢትየጵያ ዘሎ ኣብ ብዝሃነት ዝተመሰረተ ህብረብሄራዊ ሓድነት ንምፅናዕ ኣብ ሕገ መንግስቲን ስርዓት ፌዴራሊዝምን ዝተጠናኸረ መፍጠሪ ግንዛበ ምክያድ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ብይስማው ኣደራውን ብርሃን ደሳለኝን

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.