Fana: At a Speed of Life!

ሃፍቲ ማይ ዝፍልፍሉሎም ከባቢታት ብዘላቕነት ንምሕላው መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ማይ ዝፍልፍሉሎም ከባቢታት ብዘላቕነት ንምሕላው መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ተዛሪቦም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ቤት ዕዮም ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ኣብ ዘሳናደኦ  መድረኽ ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ቀረብ ማይን ሳኔቴሽንን መስተ ማይ ብዝምልከትሓሳቦም ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ብምኽንያት ክሌማዊ ለውጢ ዘጋጥሙ ፀገማት ንምቕናስ ዓሊማ ትሰርሕ ከምዘላ ተዛሪቦም።

ብፍላይ ሃፍቲ ማይ ዝፍልፍሉሎም ከባቢታት ብዘላቕነት ንምሕላው መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.