Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ካብ ጥፍኣት ንምድሓንከምዝተዳለዉ ምልምል ሰልጠንቲ ብር ሰለቆ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰረታዊ መሰልጠኒ ውትድርና ንመበል35 ዙር ሰልጠንቲ ስራሕቲ መድረኽ ኣቕሪቡ።

ዋና ኣዛዚ እቶ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮሎኔል ጌታቸው ዓሊ፥ ናብቲ ማእኸል ብምምፃእ ምርኢት ኪነ-ጥበብ ንዘሰናድ ኣካላት ኣመስጊኖም፡፡

መተሓባበሪ ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ሌተናል ኮሎኔል ጥላሁን በቀለ ብግደኦም፥ “ሙዚቃ ኣብ እዋን ሰላም ንልምዓት ሃገር ዕዚዝ ግደ ከምዘለዎ ኣብ እዋን ኲናት ወነ፣ ቆራጽነት፣ ምድላው ስነ-ኣእምሮ ዝቕስቅስ ጦር መሳርሒ ስለዝኾነ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ወራሪ ሓይሊ ንምምካት ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ቅስቀሳ ብምግባር ናይ ባዕልና ብፅሒት ክንዋፃእ ኢና” ኢሎም።

ምልምል ሰልጠንቲ ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እቲ እዚ ሰራዊት ናብ ዘለዎ ቦታ ብምኻድ ዝተፈላለዩ ሞራል ዘለዓዕሉ ሃገራዊ ጣዕመ ዜማታት ብምቕራቦም ከምዝተሓጎሱ ምግላፆም ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.