Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ንምፍራስ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰርሑ ኣካላት ኢዶምክ ንክእክቡ መንግስቲ ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነት ሃገር ንምሽርሻር ዓሊሞም ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰርሑ ኣካላት ኢዶምክ ንክእክቡ መንግስቲ ኣጠንቂቑ።

ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ህወሓት ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ሸሊኹ ብምእታው ሎሚ ምሸት ልዕሊ 100 መናእሰይ እታ ከተማ ኣሰሊፉ ከምጨፍጨፈ ገሊፆም።

ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ መንግስቲን ህዝብን ንምክፍፋልን ሓድነት ሃገር ንምሽርሻርን ምስ ኣሸባሪ ህወሓት ዝሰርሑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቦም።

መንግስቲ በህልውናን ሓድነትን ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝመፅኡ ኣካላት ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝጀመረ ብምግላፅ፥ እቲ ስጉምቲ ቀፃልነት ዝህልዎ ተግባር ከምዝኾነ ምዝራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.