Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ ፈተና ዓመተ 2012 ዝወሃበሉ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ሃገር ለኸ ትምህርቲን ምዘናን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2012 ሃገር ለኸ ፈተና ዝወሃበሉ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ፥ ካብ 24 ክሳብ 27 ጉንበት 2012 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ።

ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ድማ ካብ 1 ክሳብ 3 ሰነ 2012 ዓ.ም ከምዝወሃብ እቲ ኤጀንሲ ኣፍሊጡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.