Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ መድረኽ ወፍሪ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ጎንደር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ወፍሪ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ጎንደር ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ብኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ዝተዳለወ ኢዩ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልል ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.