Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ሃረር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቴዎድሮስ ምህረት፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ኣፈ ጉባኤታት ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላት ክልቲአን ምምሕዳራትን ተረኺቦም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሃገር ለኸ ኮሚሽን ምኽክር፣ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትራንስፎርሜሽን ሱፐርቪዥን፣ ኣቢያተ ፍርዲን ትካላት ፍትሒን ከምኡ እውን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ሱፐርቪዥን ቀሪቡ ልዝብ ክግበረሉ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ካብዚ ብተወሳኺ ናይ ቀፃሊ ኣንፈት ከምዝቕመጥ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.