Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር-ለኸ መርሃ-ግብሪ መዛዘምን ኣወሃህባ ኣፍልጦን እዋን ክረምቲ ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።

“ሰናይ ተግባር ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል ቴማ እዩ እቲ መርሃ-ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታውያን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተጀመረ።

ኣብቲ ኣገልግሎት ወለንታውያን ክረምቲ ብሚሊየን ዝቑፀሩ መናእሰይ እዛ ሃገር ከምዝተሳተፉ እውን ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.