Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ወፍሪ ምንቅስቓስ መናእሰይ ሕርሻ ከተማ ይየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ወፍሪ ምንቅስቓስ መናእሰይ ሕርሻ ከተማ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ይየድ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ፈጻሚ ስራሕ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅና ከምኡ እውን መናእሰይ ክፍለ ከተማ ቦሌ ተሳቲፎም፡፡

እቲ መርሃ ግብሪ “ምግበይ ካብ ገደናይ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ድማ ኣባላት ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅና ዶክተር ኣለሙ ስሜን ኣይተ መለስ ኣለሙን ምርካቦም ካብ ቤት ጽሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.