Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ፕሮጀክት ትግበራ ጫማን ቦርሳን ተምሃሮ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፕሮጀክት ትግበራ ጫማን ቦርሳን ተምሃሮ ዕላዊ ከምዝኾነሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ንዝርከቡ 30 ሚሊየን ተምሃሮ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ።

እቲ ፕሮጀክት፥ ፍርያት ኣታዊ ብምትካእ፣ ዕድል ስራሕ ብምፍጣርን ፅት ዘለዎ ፍርያት ናብ ዕዳጋ ብምቕራብን ኢኮኖሚ ዘነቓቕሕ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.