Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ 1 ሺሕን 300 ወረዳታት ምልላይ ተሳተፍቲ ዘተ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ካብ 1 ሺሕን 300 ወረዳታት ምልላይ ተሳተፍቲ ዘተ ከካይድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀረባ እዋን ምዝገባ ከምዝጅምር ገሊፁ።

ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ሂሩት ገብረስላሴን ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋውን፥ እቲ ኮሚሽን ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዛዕባ ከይዲ እቲ ዘተ፣ ምልላይ ተሳተፍቲን ዝምልከት እታዎት ዝኸውነ ሓሳብ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ዕላማ እቲ ምፍላይ ተሳተፍቲ፥ እቲ መድረኽ ዘተ ኣሳታፊን ሓቛፍን ናይ ምዃን ሓላፍነት ስለዘለዎ ኢዩ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ብዙሕ ህዝቢ ዘለዋ ስለ ዝኾነት ኩሉ ማሕበረሰብ ብተወካሊኡ ኣቢሉ ከምዝሳተፍ ገሊፆም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.