Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ጭቡጥ መረዳእታ ንምርካብ ከምዝሰርሐ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ ተግራይ ወፃእ ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ጭቡጥ መረዳእታ ንምርካብ ከምዝሰርሐ ገሊፁ።

እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ተግባራት ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ።

ኣባል እቲ ኮሚሽን  ኮሚሽነር ዮናስ ኣዳዬ፥ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ጭቡጥ መረዳእታ ንምርካብ ከምዝሰርሐ ገሊፆም።

ክሳብ ሐዚ ኲናት ሰሜን ሓዊሱ ውሱናት ፀገማት እንተጋጠምዎ እውን ዝተለሞም ስራሕቲ ንምዕማም ከምዝሰርሐ ተዛሪቦም።

ብለይኩን ዓለም

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.