Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራሕ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን፣ ሚኒስትራት፣ ተወከልቲ ብሄር ብሄረሰባትን መራሕቲ ሃይማኖትን ተሳቲፎም።

እቲ መርሃ ገብሪ ብጁንታ ክሕደት ንዝተፈፀሞም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፀሎት ሕሊና ብምግባር ከመዝተጀመረ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.