Fana: At a Speed of Life!

ሃገራት ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ንክዋፈራ ፃውዒት ቀሪቡለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ንክዋፈራ ፃውዒት ቀሪቡለን።

ሚኒስትር ዕደና ፌዴሪኢ ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፥ ኣብቲ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ መስ ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁሊያ ኒብሌትን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሲን ኣሳሊጦም።

እቶም ሚኒስትር ኩባኒያታት ክልቲአን ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ብምምፃእ ኣብቲ ዓውዲ እንተተዋፊሮም ኩሉ ዓይነት ሰደገፍ ከምዝግበረሎም ነቶም ኣምባሳደራት ኣብራህሪሀሙሎም።

እቶም ኣምባሳደራት ብግደኦም፥ ኣብ ሃገሮም ዝርከቡ ኩባኒያታት ናብ ኢትዮጵያ ብምምፃእ ኣብቲ ዓውዲ ንክዋፈሩ ድልየት ከምዘለዎም ገሊፆም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.