ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ 544 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ።
“እቲ ኣፅዋር ዩክሬን ንምዕጣቕ ጥራሕ ዝውዕል እንተኾይኑ ብግዝኣተይ ኣይሓልፍን” ነዚ ውሕስና ይወሃበኒ ክትብል ምሕታታ ኣር ቲ ፀብፂቡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ሃንጋሪ ቪክቶር ኦርባን፥ ንዩክሬን ብሸነኽ ቡዳፔስት ኣቢሉ ምንም ዓይነት ኣፅዋር ኲናት ምሕላፍ ከምዘይከኣል ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።