Fana: At a Speed of Life!

ሃንጋሪ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንጋሪ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣፍሊጣ።

ሚኒስትር ትምህርት ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ፒተር ሲያርቶ ተዛቲዮም፡፡

እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ጉዳይ ልዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሉ ዛዕባታት ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ሃጋሪ ንኢትዮጵያውያን ትህቦ ዕድል ትምህርቲ ምስፋሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታ ምኽክር ዝተገበረ እንትኸውን÷ እቲ ዕድል ብዕፅፊ ከምተዕቢ ኣፍሊጣ።

ብመሰረት እዚ በቢዓመቱ ን50 ኢትዮጵያውያን እናተውሃበ ዝነበረ ዕድል ትምህርቲ ናብ 100 ክብ ክብል ከምዝገብረት ገሊፃ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.