Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣባላት ካቢኔኦም በቲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ካብ ከልተ ኣባላት ካቢኔ ወፃእ እቶም ዝተረፉ ኣባላት ካቢኔ ብሙሉኦም ከምዝበተንዎም ኣፍሊጦም።

እቶም ፕሬዚዳንት፥ ነበር ፀሓፊ ላዕለዋይ ካቢኔ ሙሳሊያ ሙዳቫዲን ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ኣብ ሓላፍነቶም ክፀንሑ ከምዝወሰኑ ገሊፆም።

ዝተረፉ ኣባላት ግን ሙሉእ ንሙሉእ ንክብተኑ ወሲኖም።

እቲ ውሳነ፥ ብምኽኒያት ሕጊ ፋይናንስ ዘጋጠሞም ህዝባዊ ዓመፅ ስዒቡ ዝተውሃበ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ኣብ ቀፃሊ እቲ ሕጊ ፋይናንስ ዝጠመተ ዘተ ምስ ዝተፈላለዩ ውዳበታት ፖለቲካን ካልኦት ኬኒያዊያንን ከምዘካይዱ ሓቢሮም።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.