Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ካልኦት ብዙሓት ሰባት ድማ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ።

እቲ ሓደጋ ኣብ ግዝኣት ኡታር ፕራዴሽ  ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ናይ ህዝቢ ኣውቶብስ ምስ ፃባ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ብምልታማ ዘጋጠመ ከመዝኾነ ተገሊፁ።

እቶም ጉድኣት ዘጋጠሞም ኣገልግሎት ሕክምና ይረኽቡ ከምዘለዉ ኤንቢሲ ኒውስ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.