Fana: At a Speed of Life!

ቢዝነስ

ተጋሩ ተቐማጦ ጀርመን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ተጋሩ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተጋሩ ተቐማጦ ጀርመን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ተጋሩ ብር 1 ሚሊየንን 189 ሺሕን ለጊሶም። ኣብዛ ሃገር ብዝተፈጠረ ዘይምርግጋዕ ፖለቲካ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ልዕሊ 100 ሺሕ ተጋሩ ኣብ ትግራይ ከምዘለዉ ካብ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሻምፒዮን ኣፍሪካ እዚ ዓመት ብምዃን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሻምፒዮን ኣፍሪካ እዚ ዓመት ብምዃን ሽልማት ዓቲሩ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ፎረም ዋና ኣፈፀምቲ ስራሕ ኩባኒያታት ኣፍሪካ ብምርካብ ሽልማቱ ወሲዱ ኣሎ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ኣብቲ መድረኽ ብምርካብ ነቲ ሽልማት ተረኪቦም።…

ፎረም ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኩባንያታት ኣፍሪካ ኣብ ኪጋሊ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2011(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኩባንያታት ኣፍሪካ ኣብ ሩዋንዳ፣ ኪጋሊ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲን ኣፈፀምቲ ስራሕ ኩባንያታትን ይሳተፉ ኣለዉ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብቲ ፎረም መደራ ዝገበራ እንትኾና፥ ብተሳተፍቲ እቲ መድረኽ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂበን…

ሰራሕተኛታት ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ካብ 10 ክሳብ 30 ሚኢታዊ ካብ መሃየኦም ንትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራሕተኛታት ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ካብ 10 ክሳብ 30 ሚኢታዊ ካብ መሃየኦም ንትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም። 70 ሚኢታዊ ሰራሕተኛታት እቲ ቢሮ ካብ ወርሓዊ መሃየኦም 30 ሚኢታዊ ንምውፋይ ቃል ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ እቶም ዝተረፉ ሰራሕተኛታት ድማ ካብ ወርሓዊ መሃየኦም 20 ሚኢታዊ ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም ኣለዉ።…

Currency Exchange

ETB =
USD

Stock Market Widget

AAPL
$186.79
-1.95
GOOG
$1,184.62
-8.38
GOOGL
$1,189.84
-7.54
AMZN
$1,783.76
+9.5
MSFT
$117.91
+0.25
FB
$167.68
+1.39
BRK.B
$200.62
+1.18
BABA
$178.08
-0.69
JPM
$99.92
+0.99
JNJ
$138.57
+1.96
BAC
$27.21
+0.37
XOM
$80.96
+1.04
WFC
$49.01
+0.93
V
$155.30
+2.27
WMT
$98.32
+0.15
RDS.B
$64.39
+0.44
RDS.A
$63.20
+0.41
INTC
$53.44
+0.66
T
$31.39
+0.62
UNH
$243.39
-3.47
CSCO
$53.23
+0.5
PTR
$65.31
+0.25
NVS
$95.02
+1.71
PFE
$42.42
+0.53
TSM
$40.40
+0.48