Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲያ። እታ ብሄራዊት ጋንታ ብኣሰናዳእነት ሩዋንዳ መፃኢ ቀዳም ኣብ ዝጅምር ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ንምስታፍ ኢዩ ኪጋሊ ኣቲያ ዘላ። ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሸውዓተ ሃገራት ዝሳተፋሉ እንትኸውን፥ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ሓደ ምስ ኡጋንዳ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን ተመዲባ ኣላ። እታ ሃገራዊት ጋንታ 20 ተፃወትቲ ዘካተተት እንትትከውን፥ ን10 መዓልቲታት ክትፅንሕ ኢያ ተባሂሉ። ኣብቲ ውድድር፥ ኣብ…
Read More...

ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ኣብ ቫሌንሺያ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ። ገንዘቤ ዲባባ ነቲ ፍርቂ ማራቶን ንምዝዛም ዝወሰደላ ግዘ 1 ሰዓት 5 ደቒቕን 17 ማይክሮ ሰከንድን ኢዩ፡፡ ኬንያዊት ኣትሌት ሼይላ ቼፕኪሩ ድማ 1 ሰዓት 5 ደቒቕን 39 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው ካልአይቲ ክትወእ…

ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ብምዃን ተመሪፃ። ቢቢሲ ኣብዚ ዓመት ለውጢ ዝመርሓን ለውጢ ዘምፃኣን 100 ደቂ ኣንስትዮ ካብ መላእ ዓለም ዝመረፀ እንትኸውን፥ ሎዛ ኣበራ ኣብ ዘፈር ስፖርት ካብ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ሓንቲ ኮይና ኣላ፡፡ ቢቢሲ ኣብ ኣውዲታት ፍልጠት፣…

ትሕቲ 20 ዓመት ገራዊት ጋንታ ኩዕሰሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብኬንያ መዘነኣ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ገራዊት ጋንታ ኩዕሰሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብኬንያ መዘነኣ 3 ን 0 ተሳዒራ። ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ /ሴካፋ/፥ ትማሊ ብታንዛኒያ ኣሰናዳእነት ጀሚሩ ኣሎ፡፡ ትሕቲ 20 ዓመት ገራዊት ጋንታ ኩዕሰሾ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ኣብ ዝገበረቶ ፈላማይ ፀወታ 3 ን 0…

ፕሬዚዳንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ናይ 5 ዓመት እገዳ ተመሓላሊፉዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኻዊ ኣማሓዳሪ ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ) ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣሕመድ ኣሕመድ ናይ ሓሙሽተ ዓመት እገዳ ኣመሓላሊፉ። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ተተሓሒዙ ጥፍኣተኛ ኢዮም ክብል ከምዝኣገዶም እውን ፊፋ ገሊፁ፡፡ ኮሚቴ ስነ-ምግባር ፊፋ እውን ኣሕመድ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት 2 ሚሊየን ብር ተበርኪቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት 2 ሚሊየን ብር ተበርኪቱሉ። እቲ ጋንታ ትማሊ ምስ ኒጀር ኣብ ዘካየዶ ፀወታ 3 ን0 ምዕዋቱ ስዒቡ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ምስ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብሓባር ብምዃን እቲ ሽልማት ምብርካቶም ተገሊፁ። እቲ ጋንታ ኣብ ቀፃሊ ንዝገብሮም ክልተ ፀወታታት ዝሓሸ ውፅኢት…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባፎ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ብሄራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ መፃረዪ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ራቭዓይ ግጥማ ምስ ኒጀር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣካይዳ። በቲ ፀወታ ድማ ብሄራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታት ንኒጀር መዘነኣ ሰለስተ…