Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና እንትትዕወት ጋንታታት ሰበታ ከነማን ጅማ ኣባ ጅፋርን ድማ ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀዋታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ደርቢ ሸገር ብዓወት ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና 3 ን 2 ተዛዚሙ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ቅድሚ ዕረፍቲ ክልተ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ፀወተአን ዝዛዘማ እንትኾና፥ ድሕሪ ዕረፍቲ ኣብ ዝነበረን ፀወታ ኣብ መወዳእታ ደቓይቅ ኢትዮጵያ ቡና ብዘቑፀረታ ሽቶ…
Read More...

ውሩይ ዳይና ኩዕሶ እግሪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ዳይነት ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓማውቲ ዝፍለጡ ውሩይ ዓለም ለኻዊ ዳይና ኣለም ንፀብህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊም። ዳይና ኣለም ንፀበህ ፀወታታት ካብ ምምራሕ ጀሚሮም ተዓዛቢ ፀወታታት ብምዃንን ብዙሓት ዳያኔ,ኑ ኣምሂሩ ብምብቃቕ የፍለጡ፡፡ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብምኽንያት ዘጋጠሞም ሕመም ሕክምነኦም…

ንሰብ ውዕለታ ሃገር ውሩያት ኣትሌታት መበረታትዒ ሽልማት ገንዘብ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ን100 ውሩያት ኣትሌታት ሰብ ውዕለታ ሃገር መበረታትዒ ሽልማት ገንዘብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱሎም። እቶም ውሩያት ኣትሌታት ንሕድሕዶም ብር 3 ሺሕ ሓገዝ ገንዘብ ህያብ ብፕሬዚዳንት ማሕበር ውሩያት ኣትሌታት ኮማንደር ጌጤ ዋሚ ኣቢሉ ተበርኪቱሎም፡፡ እቲ ህያብ…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 4ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሰበታ ከተማ ተራኺባ 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። እተን ሸቶታት ድማ ጌታነህ ከበደ፣ ኣቤል ያለው፣ ጋዲሳ መብራቴን ኣስራት እሽቱን ኣመዝጊቦምወን።…

ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ሃዲያ ሆሳእና ካብ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ሰለስተ ነጥቢ ንኽትወስድ ዘኽአለት ሽቶ ዳዋ ሆቴሳ ኣብ መበል 90 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ጋንታ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ። ወላይታ ዲቻ ስንታየሁ መንግስቴ ብዘቑፀረን ሽቶታት ኢያ፤ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ክትስዕር ክኢላ። እተን ሽቶታት ኣብ 5ይን 24 ደቒቕ ከቑፅረን ኪኢሉ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ-ግብሪ ሎሚ መዓልቲ…

ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ። ኣትሌት ደራርቱ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ክትመርሕ ኢያ፡፡ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ተቀዳሚት ፕሬዚዳንት እቲ ፎዴሬሽን ኮይና እናገልገለት ፀኒሓ ኢያ፡፡ እታ ኣትሌት…